ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓደ ካብ መስረቲ ፕሮግራም ቋንቋ ኣምሓርኛ ናይ ድምጺ ኣመሪካ ዝነበረ ገዲም ጋዜጠኛ ኣሸናፊ ኣበጀ ብዝሓደሮ ሕማም ትማሊ ዓሪፉ።

ኣሸናፊ ኣበጀ ኣብ ድምጺ ኣመሪካ ኣብ ዝተፈላለየ ጽፍሕታት ስራሕ ጋዜጠኝነት ን 34 ዓመታት ዝሰርሐ ምኩር ጋዜጠኛ እዩ።

ኣሸናፊ ኣበጀ በዓል ሓዳርን ኣቦ ክልተ ቆልዑትን እዩ።

ድምጺ ኣመሪካ ብፍላይ ክፍሊ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሞት ገዲም ጋዜጠኛ ኣሸናፊ ኣበጀ ሓዘን እናተሰምዖ ንቤተሰቡን ፈተውቱን ጽንዓት ይሃብኩም ይብል።

ዜና ዕረፍቲ ጋዜጠኛ ኣሸናፊ ኣበጀ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:31 0:00

ኣብዚኣ'ሞ

መገሻ ፕረ. ኢሰያስ ኣፈወርቂ ናብ ኢትዮጵያ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG