ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ መንጎ 7ተ መስረቲ ሕወሓት ዝነበረ ኣስፋሃ ሓጎስ ዓሪፉ


ቀዳም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክቕበር`ዩ

ካብ መንጎ`ቶም ቀዳሞት 7ተ መስርቲ ሕወሓት ዝነበሩ ሓደ ኣቶ ኣስፋሃ ኣብ ኖርወይ ዝነብር ዝነበረ ክኸውን ከሎ ዝሓለፈ ሰሙን`ዩ ዓሪፉ። ድሕሪ ጽባሕ ቀዳም ድማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቅድስቲ ስላሴ ሓመድ ኣዳም ክለብስ`ዩ።

ብዛዕባ ኣቶ ኣስፋሃ ክዛረቡ፡ መቓልስቱ ኣቶ ግደይ ዘራጽዮንን፡ ነቲ ናይ ምፍናው ስራሕ ዘወሃህድ ኣቶ ጉዑሽ ዳኘውን ተዓዲሞም ኔሮም ኣብ ምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ ምስማዕ ይክኣል፡

XS
SM
MD
LG