No media source currently available
ፕረ.ኤርዶዋን ብምንቅጥቃጥ መሬት ኣብ ዝተጎድኣ ከባቢ ይመርሑ
መሕተሚ
ኣብ ቱርኪ ብምንቅጥቃጥ መሬት ኣብ ዝተሃሰየ ዞባ ብዘጋጠመ ሞትን ዕንወትን ዝወለዶ ቁጥዔ ኣብቲ ብሰንበት ዝተኻየደ ምርጫ ተቃወምቲ ክዕብልሉ'ዩ ዝብል ትጽቢት ኔሩ።
እንተኾነ ቱርኪ ናብ ካልእ ዙር ምርጫ ኣብ ተምርሓሉ ዘላ ሕጂ እዋን ፕረዚደንት ጠይብ ኤርድዋን ኣብቲ ዞባ ዘለዎም ደገፍ ዝሓየለ ኾይኑ'ሎ።