ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ፃንሖት ምስ ኣርቲስት ደስታ ሓጎስ
ቀባኢት ደስታ ሓጎስ ገና ሓሙሻይ ክፍሊ እናተማህረት’ያ ናብ ቅብኣ ኣትያ፡ ሽልማት ንምውሳድ በቒዓ። ደስታ ኣብ በበይኑ ሃገራትን ዓበይቲ መድረኻትን ምርኢት ስእሊ ኣቕሪባ’ያ። ኣብ ኢትዮጵያ ምርኢት ስእሊ ዘዳለወት ናይ ፈለማ ጓል ኣንስተይቲ’ውን’ያ። ንታሪኽ ህይወታን ናይ ቅብኣ ጕዕዞኣን ብዝምልከት ምስ ቀባኢት ደስታ ሓጎስ ዝተኻየደ ዕላል ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።
ቅጥዒ