ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

8 ውድባት ተቃወምቲ ኤርትራ ስሙር ወትሃደራዊ ግንባር ከምዝመስረቱ ተገሊፁ

  • ምንያ ኣፈወርቂ

Map of Eritrea

ደንበ ተቃውሞ ሓደ ኣይኮነን።ነንሕድሕዱ ዝራጸም ሓይሊ'ዩ ይብል ኣቶ ቆርነለዎስ ኡስማን።ምንስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ ዓብዱ ዓሊ ግና መስሓቂ'ዩ ይብል።

8 ታቃወምቲ ኤርትራ ስሙር ወትሃደራዊ ሓይሊ ከምዝመስረቱ፡መርሒ ዴሞክራስያዊ ምንቅስቃስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ ኣቶ ቆርነሊዎስ ኡስማን ኣፍሊጡ።

ኣብ'ዚ ስሙር ግንባር ዝተሓቆፉ 2 ናይ ብሄር ውድባት፡4 ናይ ተዳሙን ሓይሊ ዝባሃሉን 2 ካልኦት ውድባትን ምኻኖም ገሊጹ።

እዚ ከምዚ'ሉ ከሎ እዚ ዝባሃል ዘሎ ዜና መስሓቂ'ዩ ክብል ኣቶ ዓሊ ዓብዱ ነጺጉዎ።ብዛዕባ ኤርትራን ጂቡቲን ዝክተመኦ ውዕል ሰላም ዶብ ሪኢቶ ከምዘይህብ ምኒስትር ዜና ኤርትራ ገሊጹ።

XS
SM
MD
LG