ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ሓደጋ ውሑጅ ን55 ሰባት ቀቲሉ


ኣብ ጥሪትን ሕርሻን'ውን ከቢድ ዕንወት ኣውሪዱ

ኣብ ኤርትራ ሎም-ቅነ ዝሃረመ ብርቱዕ ዝናብ ኣብ ህይወት ሰብን እንስሳን ከምኡውን ኣብ ንብረት ዓብዪ ጉድኣት ከምዘውረደ መንግስቲ ኣፍሊጡ።

ብሰንኪ'ቲ ሓደጋ ብድምሩ 55 ሰባት ክሞቱ ከለው፡ብርክት ዝበሉ ኣግማልን ጠለ-በግዕን ከምኡውን ኣብ ሕርሻ ከቢድ ዕንወት ኣውሪዱ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG