ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣሜሪካ፡ ትካል ሕጊ (Law Firm) ዝውንን ኤርትራዊ


Yohannes Misigina
Yohannes Misigina

ኣብ ኤርትራ ተወሊዱ ዝዓበየ የውሃንስ ምስግና ካብ አስመራ ዩኒቨርስት ብሕጊ ኣብ 2003 ዓ.ም ተመሪቁ። ኣብ መወዳእታ 2004 ዓ.ም ናብ ኣሜሪካ መፂኡ ብሕጊ ማስተርስ ዲግሪ ተመሪቁ።

የውሃንስ ምስግና ኣብዚ እዋን’ዚ ተመሳሳሊ ሞያ ምስ ዘለዋ ብዓልቲ ቤቱ ብምኻን ኣብ ክፍለ ግዝአት ኦክልሆማ ከተማ ቶልሳ ትካል ሕጊ (Law Firm) ኸፊቱ ይሰርሕ’ሎ።

XS
SM
MD
LG