ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናይ ኢትዮጵያ ሳይንስ ኣካዳሚ ፈላማይ ጉባኤኡ ኣካይዱ


ኣብ ናጻን ኣብ ብቕዓትን ዝተመስረተ ንክኸውን ድልየት መንግስቲ`ዩ ተባሂሉ

ነቲ ጉባኤ ዝኸፈቱ ፕረሲደንት ስይንስን ተክኖሎጂን ፕሮፈሰር ደምሰ ሃብተ፡ እቲ ኣካዳሚ ናይ ሳይንስ ምርምርን ፍልጠትን ባይታ ኾይኑ፡ ሳይንሳዊ ባህሊ ከጎልብት ምርኣይ ራኢኡ ኢዩ ኢሎም

ብዛዕባ`ቲ ጉባኤ ምሉእ ጸብጻብ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG