ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተበግሶ ፕረዚደንት ኦባማ ዝናኣድ ምኻኑ ክልተ መናእሰይ ይሰማምዑ


ልዕሊ ፍርቂ ህዝቢ ኣፍሪቃ ዝኾነ መንእሰይ’ዩ

እዚ ሎሚ ልዕሊ ፍርቂ ህዝቢ ኣፍሪቃ ዝኾነ መንእሰይ’ዩ ድሕሪ ዕስራ ሰላሳ ዓመታት ኣብ መሪሕነትን ምውፃእ ፖሊስን እታ ኣህጉር ዝዋሳእ።ስለዚ ኣሜሪካ ምስ’ዚ ሓይሊ’ዚ ሽርክና ምፍጣራ ኣዎንታዊ ስጉምቲ’ዩ ክብል ኣቶ በረኸት ሃ/ማርያም ገሊፁ።
ኣቶ ሃብቶም ተኽለ ብወገኑ ኣብ’ዛ ብዴሞክራሲ ኣብ ዝላዓለ ብራኸ ዝበፅሐት ኣሜሪካ ብኣካል ተረኺቦም ኩነታት መሰላት ምፅሓፍ ምዝራብ ምርኣዮም ዓብዪ ትምህርቲ ክረኽቡ ይኽእሉ’ዮም ይብል።

XS
SM
MD
LG