ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓወት ጋንታ ስጳኝ ልዕሊ ትፅቢቶም ከምዘይኮነ ክልተ ስፖርታውያን ገሊፆም


ጋንታ ሆላንድ ካብ'ቲ ትፍለጠሉ ቅዲ ኣፀዋውታ ወፃኢ'ያ ነይራ'ውን ይብሉ

ብቶታል ፉትቦል ትፍለጥ ጋንታ ሆላንድ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ግጥም ምስ ስጳኝ ቀፃልነት ዘይብሉ ስትራተጂ ትጥቀም ከምዝነበረትን እዚ ቅዲ'ዚ ድማ ንስዕረታ ኣስተውፆ ከምዝገበረ ገ/መድህን ሃይለን ነጋሽ ተኽሊትን ይሰማምዑ።

ተፃወቲ ጋና ድሕሪ ስዕረቶም
ተፃወቲ ጋና ድሕሪ ስዕረቶም

ቁፅሪ 3 ማልያ ተኸዲኑ ንጋንታ ጋና ዝተሰለፈ ኣሳሞሃ ግያን ድማ ቅድም ንርእሱ ንሃገሩን ንኣፍሪቃን ፍሉይ ታሪኽ ንከምዝግብ ሕልፍ ዝበለን ረዚንን ሓላፍነት ስለዝተሰከመ'ዩ ነቲ ወርቃዊ ዕድል ከምክን ዝተገደደ ዝበሉ እቶም ናይ ቀደም ተፃወቲ ኩዕሶ እግሪ ናይ ሎሚ ዓለምቲ ከም ፕላቲኒ፡ባጅዮን ካልኦትን ኮኸባት'ውን ተመሳሳሊ ዕድል ከምዘጝነፎም ይዛረቡ።

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ወርሒ ህልው ኩነታት ሰላም ኢትዮጵያ ከመይ ይግምገም

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG