ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ከንቲባ ዓድዋ ኣብ ዩ-ኤስ-ኤ መገሻ ኣብ ምፍፃም ይርከቡ


ብዛጊድ ዝፈፀምዎ ምብፃሕ ዕጉብ'የ ይብሉ

ስያትል ዋሽንግተን ዩ-ኤስ-ኤ ንመበል ዓስራይ ዓመት ኮንፈረንስ ኣሉምናይ ንግስተ-ሳባ ኣተኣናጊዳ።
ኣብ'ቲ ኮንፈረንስ ካብ ዓዲ ዝመፁ ከንቲባ ዓድዋ ኣቶ ኣርኣያ መርእድ ምስ ኣባላት'ታ ኣሉምናይ ተረኺቦም ተላዚቦም።

ወካሊ ኣሉምናይ ንግስተ-ሳባ እንጅነር እያሱ ጎርፉ'ውን ጋሻ ቪኦኤ ኮይኖም ኣለው።

ከንቲባ ኣርኣያ ምስ ተወለድቲን ተማሃሮን-ነበር ንግስተ-ሳባ ዘካየድዎ ልዝብ ኣዕጋቢ ነይሩ ባሃላይ እዮም።

XS
SM
MD
LG