ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ህንፀት መዋለዲ ህፃናት ፍሉይ ቆላሕታ ኣለኒ ትብል ወ/ሮ ርሻን ካሕሳይ


ርሻን ካሕሳይ
ርሻን ካሕሳይ

ኣብ በልጅየም ዝምቅማጣ ወ/ሮ ርሻን ካሕሳይ፡ ኣብ እዋን ቁልዕነታ ንዝኣተወቶ መብፃዓ ድሕሪ ንዊሕ ዓመት ስለዝተግበረቶ ዕዙዝ ታሕጋስ ከምዝስማዓ ትገልፅ። ንሳ ምስ ቪኦኤ ኣብ ዘካየደቶ ቃለ ምልልስ፡ ኣብ'ታ ኣብ ጥቃ ምስ ኤርትራ ዘዳቡብ ስፍራ ትርከብ ቁሸት ቀልዓት ነታ ክሊኒክ መዋለዲ ህፃናት ሰሪሓ ከምዝዛዘመታ ሓበረት።

ናብ'ዚ ብርኪ'ዚ ንምብፃሕ ብዙሕ ፀገማትን መስዋእቲን ከምዝሓተታ'ውን ገለጸት።

XS
SM
MD
LG