ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ንደቂ ኣነስትዮ ሓረስቶት ዝዋሃብ ስልጠና ውፅኢታዊ ይኸውን ኣሎ ተባሂሉ


ኤርትራ ንደቂ ኣነስትዮ ሓረስቶት ዝዋሃብ ስልጠና ውፅኢታዊ ይኸውን ኣሎ ተባሂሉ

ኣብ አርትራ ንምምሕያሽ ስድራ-ቤት ዝነጥፍ መደብ ናብራ ዕብየት ውጽኢታዊ ይኸውን ከምዘሎ ተገሊጹ።እዚ መደብ'ዚ ብሕልፊ ንደቂ ኣነስትዮ ስልጠና ሞያን ናይ ሞተረ-ማይን ይልግስ።ዛጊድ 7 ሽሕ ስድራ-ቤታት ተጠቀምቲ ኮይነን'ለዋ።

ኣብ ምንስቴር ሕርሻ ላዕለዋይ ኪኢላ ናብራ ዕብየት ወ/ሮ መብራት ኣብራሃም፡ቀንዲ ተጠቀምቲ እዚ መደብ ደቂ-ኣነስትዮ ምኻነን ይሕብራ።ወ/ሮ መብራት ንቪኦኤ ኣብ ዝሃበኦ ቃል፡ዕላማ'ቲ መደብ ናይ ምፍራይ ተኽእሎ ብምዕባይ ውሕስነት መግቢ ንምርግጋጽ'ዩ ኢለን።

ኣብዚኣ'ሞ

ባይቶ ኣመሪካ ብ HR-128 ዝፍለጥ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊን ዲሞክራስያዊ መሰላትን ንኽሕሎ ዝጠልብ ረቂቕ ኣሕሊፉ ኣሎ። እዚ ረቂቕ'ዚ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG