ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብጠንቂ ባሕቲ መስከረም ዓለማ ዝተገለባበጣ ኣሜሪካዊት ዝወረዳ መዓት ናብ ፈውሲን ተስፋን ቀየረት


ንካልኦት መበለት ንምሕጋዝ ማዕፆ ተኸፊቱለይ ትብል ንሳ

ባሕቲ መስከረም ቅድሚ 9 ዓመት ኣብ ልዕሊ ዩ-ስ ዝተፈፀመ ግብረ-ሸበራዊ መጥቃዕቲ፣ኣብ ማሕበረ-ሰብ ኣሜሪካ ብዙሕ ለውጥታት‘ዩ ኣስዒቡ።መንግስቲ ንስግኣት ፈጠርቲ ራዕዲ ዘምክን ርእሱ ዝካኣለ ቤት ፅሕፈት ከፊቱ፤መዕርፎ ነፈርቲ፣ፅኑዕ ሕጊ ፈተሻ ተግቢረን።ብዛዕባ ሃገራት ምስልምናን ሙስሊማትን ምብርባር ሓይሉ፣ማዕረ ማዕርኡ ድማ ምጥርጣርን ፅልኢን ንሂሩ።ናይ ሎሚ መደብ ኣሜሪካና፣ንሓንቲ ብጠንቂ ባሕቲ መስከረም ዓለማ ዝተገለባበጣ፣ግና‘ኸ እቲ ዝወረዳ መዓት ናብ ፈውሲን ተስፋን ዝቀየረት ሰብ ኢና ክነቅርበሉ።

XS
SM
MD
LG