ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኪዳን ዳግመ ምሕራር ሶማል ኣብ ኡጋንዳ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ከምዘሕዝኖ ገሊጹ


ኪዳን ዳግመ ምሕራር ሶማል ኣብ ኡጋንዳ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ከምዘሕዝኖ ገሊጹ

ምኽትል ኣቦ-መንበር`ቲ ሶማሊያዊ ውድብ ጃማዕ መሓመድ ንቪኦኤ ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ፡ ውድቦም ኣብ ልዕሊ ሲቪላት ሕነ ምፍዳይ ከምዘይጽውዕ ተዛሪቦም።

ናብ ሶማል ተወሳኺ ወተሃደራት ዓቃቢ-ሰላም ምልኣኽ ንግጭት ሶማል ኸምዘየህድእ ዝተዛረቡ ጃማዕ መሓመድ፡ ኢትዮጵያ`ውን ቅድሚ 4ተ ዓመት 30 ሺሕ ወተሃደራት ናብ ሶማል ልኢኻ እያ፡ ዘፍረየቶ ግን ኣይነበረን ኢሎም።

XS
SM
MD
LG