ኣካፍል
መሕተሚ
ኣብ ኢትዮጵያ ብሰላማዊ ቃልሲ ንምዕዋት መስዋእትነት ይከፍል አለኹ በዚ’ውን ዝተቐትሉን ዝተጎሳቀሉን አባላት አለውኒ ዝበለ ተቓዋሚ ፓርቲ ዓረና ትግራይ ንዲሞክራሲን ሎዑኣላዊንት፡ ማእከላይ ኮሚቲኡ ኣብ መቐለ ዘካየዶ ገምጋም 10 ነጥቢ ዝሓዘ መግለጺ ብምውጻእ ዛዚሙ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available