ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ህዝባዊ ኮንፈረንስ ትግራይ ውጽኢታዊ ኣይኮንን ይብል ክፍሊ ህዝቢ ዓረና


ኣቶ ዓንዶም ገብረስላሰ
ኣቶ ዓንዶም ገብረስላሰ

‘ገዛኢ ፓርቲ ትግራይ ህወሓት መሰረታዊ ለውጢ ፖሊሲ ክሳብ ዘየተኣታተወ ኣብ’ዚ ቀረባ ኣብ ህዝባዊ ኮንፈረንሳት ዝተላዕሉ ጸገማት ፍታሕ ኣየምጽኡን’ ኢሉ ሓላፊ ክፍሊ ህዝቢ ዓረና ትግራይ ኣቶ ዓንዶም ገ/ስላሴ።

‘ንሱ ምስ ቪኦኤ ኣብ ዘካየዶ ቃለ-መጠይቅ ‘ብጠንቂ’ቲ ዝተካየደ ገምጋማትን ክትዓትን ስጉምቲ ይውሰዶም ዘሎ እቶም ኔት ዎርክ ዘይብሎም፣ ዝተሳዓሩን ደጋፊ ዘይብሎምን’ዮም’ በለ።

‘ኣብ ሞንጎ ክልተ ጉጅለታት፣ ናይ ኣዲሳበባ ብዶ/ር ደብረጽዮን ዝምራሕ ምስ ናይ መቀለ ብኣቶ ኣባይ ወልዱ ዝምራሕ፣ ዝተመቃቀለ ውድብ’ዩ ይብሎ ንህወሓት ዘካየዶ ህዝባዊ ኮንፈረንስን ውጽኢቱን።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:09:49 0:00

XS
SM
MD
LG