ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጉዳይ ኣብራሃ ደስታ ዘልዐለ ቃለ-መጠይቅ ምስ ዓረና


Abraha Desta
Abraha Desta

ተኣሲሩ ዘሎ ኣቶ ኣብራሃ ደስታ ብፖሊስ መፈራርሒ፣መግረፍቲን ኣጋጢምዎ፣ ዘይኣመነሉ ሰነድ ንክፍርም ተገይሩ‘ዩ ኢሎም ናይ ሎሚ ጋሻና ኣቶ ካሕሳይ ዘገየ።እዚ ቃል’ዚ ብቀጥታ ካብ ኣብራሃ ደስታ ብቀጥታ ዝሰማዕክዎ‘ምበር ባዕለይ ዝፈጠርክዎ ኣይኮነን ኢሎም።

ብዘይካ‘ዚ ሓረስቶት ኣባላት ዓረና ኣብ ዝተፈላለያ ገፀራት ትግራይ ፈጠርቲ ራዕዲ ተባሂሎም ይንከላበቱን ይእሰሩን ከምዘለው፣ቤተ-ሰቡ ምስ ኣብራሃም ዲኹም ምስ ህወሓት? ዝብል መፈራርሒን መሸቁረሪን መጠንቀቅታታት ይቀርቦም ከምዘሎ ኣቶ ካሕሳይ ገሊፆም።

መሪሕነት መድረክ፣ሰማያዊ ፓርቲን ዓረናን ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፣ንገዛኢ ፓርቲ ኢህወዴግ ብዘይሕጋዊ ተግባራት ከምዝኸሰሱ ዝዝከር‘ዩ።

ሙሉእ ቃለ-መጠይቅ
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:30 0:00
መራገፊ

XS
SM
MD
LG