ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ-መሕትት ምስ ወኪል ዓረና-መድረክ (1ይ ክፋል)


ARENA TIGRAY
ARENA TIGRAY
ኣቶ ብርሃኑ በርሀ፣ኣብ ትግራይ ናይ ተቃወምቲ ምንቅስቃስ ብማእሰርቲ፣መጥቃዕቲን ሞትን ዝልለ ኮይኑ ከምዝፀንሐን ፕረዚደንት‘ቲ ክልል ንቪኦኤ ዝሃብዎ መግለፂ ቅኑዕ ዘይምኳኑን ጠቂሶም።

ወኪል ዓረና-መድረክ ኣብ ትግራይ ኣቶ ብርሃኑ በርሀ ወሲኾም፣ኣብ ትግራይ ፀገም ብልሽውና ካብ ቁፅፅር ወፃኢ ንክወፅእ ዝቀረበሉ ኩነታት ከምዘሎ፣ቀንዲ ተፀይቆም ዘለው ድማ ፈፀምቲ ኣካላት‘የን ኢሎም።

ኣብ‘ዚ ቀረባ ምስ ፕረዚደንት ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣቶ ኣባይ ወልዱ ኣብ ልዕሊ ዝተፈላለዩ ክልላዊ፣ሃገራዊን ዞባዊን ዛዕባታት ኣልዒልና ምዝርራብና ዝዝከር‘ዩ።
ኣዳምጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:25 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG