ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ስልጣኑ ይወገድ ክብሉ 16 ሰባት መግለፂ ኣውፂኦም


/ ኣረጋዊ በርሀ ዝርከቡዎም ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ 16 ተጋሩ መንግስቲ ኢትዮጵያ ተወጊዱ ካብ ኩሎም ፖለቲካዊ ሓይልታትን ግዱሳት ዜጋታትን ተኣኻኺቦም መሰጋገሪ መንግስቲ ከጣይሹ ኣለዎም ኢሎም።

ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ንቪኦኤ ኣብዝሃብዎ መብርሂ ን25 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ መንግስቲ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ስለዘሳቐየ ብህዝባዊ ዓመፅ ክውገድ ኣለዎ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:07:54 0:00

Recommended

XS
SM
MD
LG