Aዓምዲ አሳእል ሚያዝያ 12, 2021 look at the best news photos from around the world.
ዓምዲ አሳእል ሚያዝያ 12, 2021
1
ማሊዥያ- ሰባት ኣብ እዋን ጾመ ረመዳን ንከዋኽብቲ ብቴስኮፕ እንዳተዓዘቡ
2
ፓኪስታን ፡ ጾመ ረመዳን
3
ከተማ ለንደን ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝተነበረ እገዳ ኣብ ዝተላዕለ እዋን ንናይ ሰባት ምንቅስቃስ ዘርእይ ምስሊ
4
ኣብ ሚናፖሊስ ዘጋጠመ ተቓውሞ