ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓለም-ለኸ ዋዕላ ኣንጻር ብልሽወና -2016


ዓለም-ለኸ ዋዕላ ኣንጻር ብልሽውና ኣብ ከተማ ለንደን ብሪጣንያ ይካየድ’ሎ። እዚ ዋዕላ ድሕሪ ብ’ፓናማ ፔፐርስ’ ዝፍለጥ ንብልሽወና መራሕቲ ሃገራት፡ ሰብ ጸጋን ፍሉጣት ሰባት ዘቃልቕ ሰነድ ምውጽኡ ዝኻየድ ዘሎ ኾይኑ ኣብቲ ሰነድ ካብ ዝተጠቅሱ ልዕሊ 210,000 ትካላት ብስም ናይ ብሪጣንያ ቨርጅን ደሴታት ዝተምዝገቡ’ዮም።

ኣብዚ ናይ ሓደ መዓልቲ ዋዕላ መራሕቲ ብዙሓት ሃገራት ከምዝተሳፉ’ውን ተፈሊጡ’ሎ።

XS
SM
MD
LG