ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ኣንጌላ መርከል ምርፅቲ ሰብ'ዚ ዓመት' - መጽሔት ታይም

German Chancellor Angela Merkel attends the weekly cabinet meeting at the Chancellery in Berlin, Germany, Dec. 1, 2015.
German Chancellor Angela Merkel attends the weekly cabinet meeting at the Chancellery in Berlin, Germany, Dec. 1, 2015.

መፅሔት ታይም፣ ንመራሒት ጀርመን ቻንስለር ኣንጌላ መርከል ናይ’ዚ ዓመት’ዚ ምርፅቲ ሰብ ኢላ መሪፃተን።

ቀንዲ ኣሰናዳኢት መፅሔት ታይም ራዲካ ጆንስ፣ ኣንጌላ መርከል ‘ንኣውሮጳ ኣብ እዋን ቅልውላው ልቃሕ መሪሐን’የን። ኣብ ጉዳይ ኡክረይን ምስ ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑትን መራሒት ጉጅለ ልዝብ ኮይነን ሰሪሐን’የን። ካብ ሶርያን ካልኦት ኣብ ቅልውላው ዝርከባ ሃገራትን ንዝተሰደዱ ሰባት ዝምልከት ፖሊሲ ኣብ ምሕንፃፅ ሰሪሔን። ዘድሊ ብቅዓት መሪሕነት ኣንፀባሪቀን’የን’ በለት።

ኣንጌላ መርከል፣ ብመፅሔት ታይም ‘ናይ’ዚ ዓመት’ዚ ምርፅቲ ሰብ’ ተባሂለን ዝተመረፃ ራብዐይቲ ቻንስለር ጀርመን’የን።

XS
SM
MD
LG