ምስ ልኡልን ኣምበሳጅርን ዝተኻየደ ዕላል ቀዳማይ ክፋል ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡
መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንኽልተ ኣዕሩኽ ስነ-ጥበባውያን፡- ኣንበሳ ተኽለን ልኡል ኤፍረምን ተተኣናግድ
ክልቲኦም ኣብ ኣስመራ ተወሊዶም፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኸኣ ሙዚቃ ብምስራሕ ተዓራሪኾም
ምስ ልኡልን ኣምበሳጅርን ዝተኻየደ ዕላል ቀዳማይ ክፋል ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡