ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መበል 12 ጉባኤ ህውሓትን ኣብ ትግራይ ኣለው ዝብሃሉ ጉድለታትን ብትንተና ምሁር መንእሰይ (2ይ ኽፋል)


መምህር መሓሪ ዮሃንስ
መምህር መሓሪ ዮሃንስ

መሓሪ ዮሃንስ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ምምህር ፖለቲካዊ ሳይንስን ስትራተጂያዊ መፅናዕትን እዩ።መበል 12 ጉባኤ ህውሓት ቅድሚ ምክያዱ ኣብ ትግራይ ኣለው ዝበሎም ጉድለታት ሰናይ ምሕደራን ውሽጣዊ ህይወት እቲ ውድብን ብዝምልከት ፅሑፋት ፅሒፉ።ድሕሪ እቲ ጉባኤ እውን ኣቦ ወንበር ህውሓት ኮይኖም ንዝተመረፁ ኣቶ ኣባይ ወልዱ ዳርጋ ንኩለን ኣብያተ ፅሕፈት መንግስቲ ክልል ትግራይ ክፍትሽወን ደብዳቤ ፅሒፉሎም እዩ።

ኣብ ዙሪያ ምትኽኻእ መሪሕነት ህውሓት፣ግዕዝይናን ሰናይ ምሕደራን ሪኢቱኡ ሂቡና’ሎ።ንዝርዝሩ ይስምዑ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:15:31 0:00

XS
SM
MD
LG