ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መበል 12 ጉባኤ ህውሓትን ኣብ ትግራይ ኣለው ዝብሃሉ ጉድለታትን ብትንተና ምሁር መንእሰይ 1ይ ኽፋል

  • ገብረ ገብረመድህን

መምህር መሓሪ ዮሃንስ 1ይ ኽፋል

መሓሪ ዮሃንስ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ምምህር ፖለቲካዊ ሳይንስን ስትራተጂያዊ መፅናዕትን መምህር እዩ።መበል 12 ጉባኤ ህውሓት ቅድሚ ምክያዱ ኣብ ትግራይ ኣለው ዝበሎም ጉድለታት ሰናይ ምሕደራን ውሽጣዊ ህይወት እቲ ውድብን ብዝምልከት ፅሑፋት ፅሒፉ።ድሕሪ እቲ ጉባኤ እውን ኣቦ ወንበር ህውሓት ኮይኖም ንዝተመረፁ ኣቶ ኣባይ ወልዱ ዳርጋ ንኩለን ኣብያተ ፅሕፈት መንግስቲ ክልል ትግራይ ክፍትሽወን ደብዳቤ ፅሒፉሎም እዩ።

ኣብ ታሪክ ህውሓት ጉባኤተኛ ንሓደ ኣባል ፖሊት ቢሮ ናብ ተራ ኣባልነት ዘውረደሉ ታሪኻዊ ጉባኤ እዩ ክብል ይገልፆ መንእሰይ መሓሪ ዮሃንስ።ንዝርዝሩ ይስምዑ።

XS
SM
MD
LG