ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፖለቲካዊ ተንተንቲ ብዛዕባ መበል 12 ጉባኤ ህውሓት ይግምግሙ 3ይ ኽፋል


ተሓባባሪ ፕሮፌሰር ሰይፈ ሃይሉ
ተሓባባሪ ፕሮፌሰር ሰይፈ ሃይሉ

ተሓባባሪ ፕሮፌሰር ሰይፈ ሃይሉን ገብረመድህን ገብረሚካኤልን ኣብ ዩንቨርስቲ መቐለ ክፍሊ ፖለቲካዊ ሳይንስን ስትራተጂዊ መፅናዕትን ምምህራን እዮም።ኣብ ውሽጢ መበል 12 ጉባኤ ህውሓት ነይሩ ብዛዕባ ዝተብሃለ ውዑይን በሊሕምን ክትዕን ገምጋምን ምስ ናይቲ ጉባኤ ናይ መወዳእታ ውሳነን ዝመጣጠን ኣይኮነን ይብሉ።

ክልቲኦም መናእሰይ ምሁራንን ተንተንትን ምንጭታት እቶም ሽግራትን መፍትሒኦም እውን ሓቢሮም ኣለው።ዝርዝሩ ይስምዑ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:08:57 0:00

XS
SM
MD
LG