ዋሽንግተን —
ናይ ኤርትራ ፕሬዝዳንት ኢሳያስ ኣፈወቂ ኣብ ቀረባ ምስ ቴሌቪዥን ኤርትራ ዘካየዱዎ ቃለ ምልልስ ኣብ ርክባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምኡ እውን ንጉዳይ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ዝምልከት ዝሃብዎ ሪኢቶ ምስ ተንተንቲ ዘካየድናዮ ካልኣይ ክፋል እዩ።ኣጋይሽና ኦንታሪዮ ካናዳ ኣብዝርከብ ኲንስ ዩኒቨርስቲ ፕሮፌሰር ዓወት ወልደሚካኤልን ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ምምህር ፖለቲካዊ ሳይንስ ኣቶ ገብረመድህን ገብረሚካኤልን እዮም።
ድምፂ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Embed
share
Embed
share
The code has been copied to your clipboard.
The URL has been copied to your clipboard
No media source currently available