ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ትንታነ- ኣብ ጉዳይ ምውራድ ስልጣን ኣፈ-ጉባኤ ኣመሪካ


ትንታነ- ኣብ ጉዳይ ምውራድ ስልጣን ኣፈ-ጉባኤ ኣመሪካ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:42 0:00

ትንታነ- ኣብ ምልዓል ኣፈ-ጉባኤ ኣመሪካ

ኣፈ ጉባኤ ተወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካ ኬቨን ማካርቲ ካብ መዝነቶም ተላዒሎም።

435 መናብር ዘለዎ ተወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካ ብሰሉስ 3 ጥቅምቲ 2023 ድሕሪ ቀትሪ ን45 ደቓይቕ ብዘካየዶ ድምጺ ናይ ምሃብ መስርሕ ኣፈ-ጉባኤ ኬቨን ማካርቲ ካብ መዝነቶም ክለዓሉ 216ብ 210 ናይ ደገፍ ድምጺ ወሲኑ'ሎ፤ ዲሞክራት ተወከልቲ ህዝቢ ንምልዓል እቶም ኣፈ-ጉባኤ ደጊፎም ኣለው።

ማካርቲ ካብ መዝነቶም ክለዓሉ ሸሞንተ ሪፖብሊካን ተወከልቲ ህዝቢ ብምድጋፎም እቲ ውሳነ ምሕላፉ ተገሊጹ'ሎ።

ሓደ ኣብ መዝነት ዝነበረ ኣፈ-ጉባኤ ብናይ ገዛእ ርእሱ ተወከልቲ ህዝቢ ካብ መዝነቱ ክለዓል ኣብ ታሪኽ'ታ ሃገር እዚ ናይ መጀመርያ'ዩ።

ነዚ ብዝምልከት ምስ ኣቶ ኢብራሂም እድሪስ ዝተኻየደ ዘተ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG