ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ትንተና ዶ/ር በርሀ ሃብተጊዮርጊስ ኣብ መደረ ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ

  • ምንያ ኣፈወርቂ

ዶ/ር በርሀ ሃብተጊዮርጊስ

መደረ ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ ኣብ አወንታዊ ፍጻመታት እዋን ምምሕዳሮም ዘተኾረ’ዩ ኔሩ ይብሉ ዶ/ር በርሀ ሃብተጊዮርጊስ ንቪኦኤ ትንታነ ዝሃቡ ዶ/ር በርሀ ሃብተጊዮርጊስ።

ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ኣሜሪካ ክፍለ-ግዝኣት አትላንታ ዝነብሩ ዶ/ር በርሀ ነቲ መደረ ፕረዚደንት ኦባማ ምላሽ ሪፑብሊካውያን ፓርቲ ዝሃበት አመሓዳሪት ክፍለ-ግዝኣት ሳውዝ ካሮላይና ካብቶም ቅድሚ ሎሚ ዝነበሩ ሪፑብሊካውያን ወሃብቲ ምላሽ ዝተፈልየት ፖለቲከኛ ኾይና ከምዝተረኽበት ጠቂሶም’ለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ትንተና ዶ/ር በርሀ ሃብተጊዮርጊስ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣሞ! ንዓመተ 2017 ኣብ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ብብዝሒ ሸቶ ብምምዝጋብ ዝፋነዋ ዘሎ ተጻዋታይ መን ይበሃል?

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG