ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ቃላት እኹል ኣይኮኑን ...” አና ጎምሽ


አና ጎሜዥ
አና ጎሜዥ

“ቀ/ሚ ኣብዪ ኣሕመድ ነታ ሃገር ናብ ሓቀኛ ስግግር ክወስዱዋ ድፍረት ይህልዎም እዩ”ኣና ጎመሽ

ሓድሽ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ኣብዪ ኣሕመድ ነታ ሃገር ናብ ሓቀኛ ስግግር ክወስዱዋ ድፍረት ይህልዎም እዩ ኢለ ተስፋ እገብር ክብላ ኣባል ፓርላማ ሕብረት ኣውሮጳ ኣና ጎመሽ ንንድምጺ ኣሜሪካ ገሊፀን።

ካብ ምርጫ 2005 ዓ.ም. ኢትዮጵያ ጀሚረን ንፖለቲካ ኢትዮጵያ ክከታተላ ዝጸንሓ አባል ኮሚቴ ጉዳያት ወጻኢ ፓርላማ ኣውሮጳ አና ጎመሽ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ንኢትዮጵያ ኾነ ንህዝቢ ኦሮሞ ሰናይ ነገር ከምጸኡን ረብሕኡ ከኽብሩ ዝኽእሉ'ዮም ዝብል ሓሳብ ኣብ ብዙሓት ክንትጸባረቅ ከምዘስተወዓላ ተዛሪበን።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG