ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣምንስቲ - ኣብ ክልል ኣምሓራ ንወርሒ ዝቐጸለ ጃምላዊ ማእሰርቲ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ደው ክብል ጸዊዑ


ፌደራል ሰራዊት ኢትዮጵያን ክልላዊ ሓይሊ ኣምሓራን ዘካይድዎ ንኣዋርሕ ዝቀጸለ ጅምላዊ ማእሰርቲ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ደው ክብል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ጸዊዑ።

ዳይሬክተር ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ጨንፈር ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪቃ ቲገሬ ቻጉታ “ኢትዮጵያ ንሃገራዊ ዞባዊን ዓለምለኻዊን ሰብኣዊ መሰላት ናብ ዘይተኽብረሉ ደረጃ በጺሓ ኣላ፣ ኣብ’ዘን ዝሓለፋ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ’ቲ ክልል ብሰንኪ ይትግበር ዘሎ ኣዋጅ ህጹጽ እዋን ንጃምላዊ ማእሰርቲን፣ ንሰላማዊ ተቃወምቲ ንምቁጽጻር ከም መሳርሕ ኣብ ረብሓ ውዒሉ እዩ” ይብል ።

ኣምነስቲ ኢንተርናሽና ኣባላት ትካላት ፍትሒን ምሁራትን እውን ግዳያት እቲ ማእሰርቲ ኮይኖም ኣለው ይብል። እቲ መግለጺ ብሰንኪ ዝሃብዎ ፍርዲ 35 ዳያኑ ተኣሲሮም፣ ኣብ ልዕሊኦም ምፍርራህ ይውስኽ ኣሎ ይብል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG