ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኩሉ`ቲ ኣብ ሰሜን ኣፍሪካ ህዝባዊ ናዕቢ ዘበገሰ ኹነታት ኣብ ትሕቲ ሰሃራ`ውን ኣሎ ይብል ኣምነስቲ


ኣብ ኢትዮጵያን ርዋንዳን ዘለዉ ምልካውያን መንግስታት፡ ንተቓወምቲ ይዕፍኑን ንጋዜጠኛታት ይሳድዱን ይብል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ`ዚ ሓዲሽ ጸብጻቡ

ኣምነስቲ ናይ 2012 ዓመታዊ ጸብጻብ ኣውጺኡ`ሎ።እቲ ቴማ ከምዚ ይብል “ ንምልክን ዘይፍትሓውነትን-እቲ ግዜ ከምቀደሙ ኣይኮነን” ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሲቪላውን ፖሊቲካውን መሰላት ቦታ እንተዘይሂቡ፡ እቲ ብመዳይ ልምዓት ዝተራእየ ኤኮኖሚያዊ ዕብየት ኣብ ሓደጋ ክወድቕ ይኽእል`ዩ ይብል ኣብ`ቲ ትካል ሓላፊ ፕሮግራም ኣፍሪቃ።

ንምሉእ ጸብጻብ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG