ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕቶ መንነትን ወሰንን ብህዝበ ውሳነ ክዛዘም ምቅርራባት ይካየድ ምህላው ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ


ወሃቢ ቃል እቲ ክልል ኣቶ ግዛቸው ሙሉነህ
ወሃቢ ቃል እቲ ክልል ኣቶ ግዛቸው ሙሉነህ

ሕቶ መንነትን ወሰንን፣ ብህዝበ ውሳነ ንክዛዘም ምቅርራባት ይካየድ ምህላውክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ኣፍሊጡ።

ነዚ መግለጺ ዝሃቡ ወሃቢ ቃል እቲ ክልል ኣቶ ግዛቸው ሙሉነህ እዮም።

ብዛዕባ መግለጺ ክልል ኣምሓራ ግብረ መልሲ ዝሃቡ ሓላፊ ቢሮ ርክብ ህዝቢን መንግስቲን ክልል ትግራይ ኣቶ ረዳኢ ሓለፎም ግና ‘እቲ መግለጺ፣ ንጹር ኣይኮነን’ ኢሎም።

ትማሊ ሓሙስ ንቤት ምኽሪ'ታ ሃገር መብርሂ ዝሃቡ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ መንጎ ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ዘሎ ናይ መሬት ምስሕሓብን ብህዝበ ውሳኔ ንክፈትሑ መጸዋዕታ ኣቅሪቦም እዮም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG