ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ነበርቲ ባህርዳርን ካልኦት ከባብታት ክልል ኣምሓራን ብናህሪ ዋጋ ጣፍን ካልእ ንብረትን የማርሩ


ከተማ ባህርዳር- ፋይል
ከተማ ባህርዳር- ፋይል

ነበርቲ ባህርዳርን ካልኦት ከባብታት ክልል ኣምሓራን ብናህሪ ዋጋ ጣፍን ካልእ ንብረትን የማርሩ ኣለዉ።

ዋጋ ጣፍ ኣብዚ ዓመት`ዚ ጥራሕ ብዕጽፊ ከም ዝነሃረን ኣብዚ እዋን`ዚ ንሓንቲ ኩንታል 13- ሺሕ ብር ከም ዝበጽሐን ሸማቶ ይሕብሩ ኣለዉ።

ከምኡ ድማ ብሰንኪ ስእነት ጸጥታ እኽሎም ናብ ነጋዶ ንምግዕዓዝ ዓጀብቲ ከም ዘድልዮም ኣባላት ኣመራርሓ ማሕበር ሸማቶ ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሮም ኣለዉ።

እቲ ናህሪ ዋጋ ብፍላይ ንትሑት እቶት ዘለወን ስድራቤታት ብኸቢድ ይሃስየን ከም ዘሎ ነበርቲ ይግለጹ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG