ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝጀመሩ ዝተፈላለዩ ጎንጽታት ቀጺሉ ምህላው ምንጭታት ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም።

ሎሚውን በቶም ጎንጽታት ህይወት ሰብ ምጥፍኡ ፓርቲ ሓደነት መላእ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ኣብ ጎንደርን ባህርዳርን ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ እቲ ኩነታት በብዕለቱ እናገደደ ይኸይድ ከምዘሎ ገሊጾም።

መንግስቲ ናይቲ ክልል ብወገኑ ዝተፈጥሩ ጸገማት ጉድኣት ኣውሪዶም እዮም።

ነቲ ጸገም ንምፍታሕ መንግስቲ ናይቲ ክልል ምስ ህዝቢ ብምዃን ጻዕሪ ይገብር ኣሎ ድማ ኢሉ።

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣ'ሞ! ብመሰረት ክወሃብ ዝጸንሐ ሓበሬታታት ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሶማል ዝጸንሓ መርገጺ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG