ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣመሪካዊያን ንፕረ. ነበር ጂሚ ካርተር ይዝክሩ


ኣመሪካዊያን ንፕረ. ነበር ጂሚ ካርተር ይዝክሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:20 0:00

ኣመሪካዊያን ንፕረ. ነበር ጂሚ ካርተር ይዝክሩ

ኣመሪካውያን ብዛዕባ ብቕድሚ ትማሊ ሰንበት ኣብ 100 ዓመቶም ዝዓረፉ መበል 39 ፕሬዝዳንት ኣመሪካ ጂሚ ካርተር የስተንትኑሉ ኣለዉ።

ባንዴራ ኣመሪካ ንዝኽሪ እቶም ፕረዚደንት ነበር ትሕት ኢላ ኣብ ዝንብልበለሉ ዘሎ ቤተ መንግስቲ ዋይት ሃውስ ካብ ካሊፎርኒያ ዝመፀት ሸርሊ ጆንስ ጂሚ ካርተር እትፈትዎም ፕረዚደንት ከምዝነበሩ ትገልጽ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG