ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

" ደርቂ ንምምካት ዝተገብረ ጻዕሪ ካብቲ ዘኹርዕ ተግባራት' ዩ" ኣምባሳደር ፓትርሻ ሃስላክ


ናይ ስራሕ ግዜአን ዝዛዝማ ዘለዋ ኣምባሳደር ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ፓትርሻ ሃስላክ ትማሊ ኣብ ቀጽሪቲ ኤምባሲ ኣብ ዝገበርኦ ናይ ስንብት መደረ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ 50 ዓመታት ብዘይተራእየ መልክዕ ዝተኸስተ ደርቂ ብርቱዕ ጥምየት ንኸየስዕብ ዝተገብረ ጻዕሪ ሓደ ካብቲ ዝተገብረ ዘኹርዕ ተግባራት ምዃኑ ገሊጸን።

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ ዝተኸስቱ ኩነታትውን ከምዘሻቕለን ዝገለጻ እተን ኣምባሳደር ኣብ ልዕሊቲ ጉዳያት ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቀጺልናለና ኢለን።

XS
SM
MD
LG