ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምስ ኣምባሳደር ተ/ሚካኤል ገራህቱ ዝተካየደ ቃለ-ምልልስ (2ይ ክፋል)


Amb. Gerahtu
Amb. Gerahtu
ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣቶ ተስፋሚካኤል ገራህቱ፣ኣብ ኤርትራ ከም‘ቲ ዝባሃል ብዓሰርተታት ኣሻሓት ዝቁፀሩ ፖለቲካዊ እሱራት የለውን ይብል።

ንሱ ወሲኹ፣ቅድሚ ኩሉ ዝስራዕ ግዝኣታዊ ሓድነትን ሉኣላዊነትን ሃገር ምኳኑ፣ ኣብ‘ዚ እዋን‘ዚ ንኤርትራ ሰለስተ ዝኣንፈቶም ብድሆታት ኣጓኒፎምዋ ከምዘለው ይጠቅስ።

‘ንሰብኣዊ ናፅነት ኢና ተቃሊስና፣ካብኡ ኢና‘ውን ቦቊልና፣ናፅነት ሃይማኖት ኣሎ ኣብ ኤርትራ’ ዝበለ ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ’ምጅሃር ከይመስል‘ምበር፣ኣብ ዓለም ከምኤርትራ ሃይማኖት ነፃነት ዝኽበረሉ ዘለዎ ሃገር የለን‘ ይብል።
PART 1
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:05 0:00
መራገፊ

PART 2
please wait

No media source currently available

0:00 0:12:41 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG