ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መብርሂ ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም ንወተሃደራዊ ጸብጻብ ኤርትራ ኣብ ዝተኻየደ ኲናት ምስ ኢትዮጵያ


ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም
ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም

ኣብ ዝሓለፈ ሰንበትን ሰንን ኣብ ግንባር ጸሮና ብዝተኻየደ ውግእ ልዕሊ 200 ወታደራት ኢትዮጵያ ከምዝቐተለትን ልዕሊ 300 ካልኦት ከምዘቑሰለትን ኤርትራ ኣፍሊጣ እያ።

ብዛዕባ እዚ መግለጺ ኤርትራ ዝተሓተቱ ወሃቢ ቃል መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ብወገኑ እናንሳሕበን ኣብ ምብትታን ዝርከብን ሰራዊት ንዓውዲ ኲናት ክርድኣሉ ዝኽእል መንገዲ የለን ኢሎም።:

ኣብ ዝሓለፈ ሰንበትን ሰኑይን ኣብ ግንባር ጸሮና ብዝተኻየደ ውግእ ልዕሊ 200 ወታደራት ኢትዮጵያ ከምዝቐተለትን ልዕሊ 300 ካልኦት ከምዘቑሰለትን ኤርትራ ኣፍሊጣ እያ።

ብዛዕባ እዚ መግለጺ ኤርትራ ዝተሓተቱ ወሃቢ ቃል መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ብወገኑ እናንሳሕበን ኣብ ምብትታን ዝርከብን ሰራዊት ንዓውዲ ኲናት ክርድኣሉ ዝኽእል መንገዲ የለን ኢሎም።

መብርሂ ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:05 0:00

XS
SM
MD
LG