ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ህዝቢ ኣማዚቕ ሞሮኮ ንፈለማ ጊዜ ሓድሽ ዓመት ኣኽቢሩ


ሓድሽ ዓመት ህዝቢ ኣማዚቕ ሞሮኮ
ሓድሽ ዓመት ህዝቢ ኣማዚቕ ሞሮኮ

ህዝቢ ኣማዚቕ ሞሮኮ ንፈለማ ጊዜ ሎሚ ሰሉስ 11 ጥሪ 2024 ሓድሽ ዓመት ኣኽቢሩ።።

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ግንቦት ንጉስ መሓመድ ሻድሻይ ናይ ባዕሎም ውሳነ ድሕሪ ምሃቦም ስዒቡ 11 ጥሪ ወግዓዊ መዓልቲ ሓድሽ ዓመት ህዝቢ ኣማዚቕ ክትከውንተኣዊጁ።

እዚ ለውጢ ዝመጸ ምንቅስቃስ ህዝቢ ኣማዚቕ ንዓመታት ድሕሪ ዘካየዶ ጎስጓስ ምዃኑ ተፈሊጡ'ሎ።

ኣብ ርእሰ ከተማ ሞሮኮ ራባት ሰባት ናብ ጽርግያታት ብምውጻእ ባህላዊ መግብን ሙዚቃን ብምድላው ነዛ የነየር ተባሂላ ትፍለጥ ዕለት ሓድሽ ዓመት ጸንቢሎም ኣለው።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG