ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መኢአድ፡ ንስጉምትታት መንግስቲ ኢትዮጵያ አብ ጉዳይ ሰልፊ ተቃውሞ ተማሃሮ ኦሮሞ ይነቅፍ


ውዱብ ሓድነት መላእ ኢትዮጵያ ሎም-ቅነ አብ ክልል ኦሮምያ አብ ዝርከባ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዝካየዱ ሰላማዊ ሰልፍታት ተማሃሮ ደው ንምባል መንግስቲ ዝወሰዶ ስጉምቲ ነቒፉ።

መኢአድ - አብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ክግበር'ዩ ዝተባህለ ምሕንጻጽ ዶብ'ውን ተቃዊምዎ'ሎ። አብ ቤት-ማእሰርቲ ጎንደር ብሰንኪ ባርዕ ሓዊ አብ ህይወት ሰብ ንዘጋጠመ ጉድአት'ውን ተሓታቲ መንግስቲ'ዩ ይብል እቲ ፓርቲ፡ ብተወሳኺ ብሰንኪ ደርቂ ቁጽሪ ረድኤት ዘድልዮም ሰባት 10.2 ሚሊዮን'ዩ ንዝብል ጸብጻብ'ውን ይነጽግ።

ምሉእ ጸብጻብ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

መኢአድ፡ ንስጉምትታት መንግስቲ ኢትዮጵያ አብ ጉዳይ ሰልፊ ተቃውሞ ኦሮሞ ተማሃሮ ይነቅፍ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:55 0:00

XS
SM
MD
LG