No media source currently available
ኦል ኢርስ(All Ears)ዝብል ኣገላልጻ ንብተገዳስነት ንክትሰምዕ ተዳሊኻ ምህላውካ ዘመልክትዩ። ብፍላይ ካብ ተራ ተገዳስነት ንኽትሰምዕ ምድላውካ ንላዕሊ ብህንጡይነት ክትሰምዕ ተቐሪብካ ምህላውካ ዝሕብር ኣገላልጻ'ዩ።
ርእይቶታት ንምርኣይ
መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ