ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

አርትራን ኣሜሪካን ስትራተጂካዊ ኣፈላላይ'ዩ ዘለወን ኢሎም ኣቶ ዓሊ ዓብዱ

  • ኣዳነሽ ፍስሃየ

ኣሜሪካ ግና ንቡር ርክብ ንምፍጣር ተፈቲኑ ኤርትራ ቅርብቲ ኣይኮነትን ትብል

ኤርትራ ኣብ ድሕሪ ናፅነት፣ናፃ መስመር ንከይትኽተል ኣሜሪካ ዓንቂፋ'ያ ዝበሉ ኣቶ ዓሊ ዓብዱ፣ኤርትራ ምስ ጎረባብታ ንቡር ርክብ መስሪታ ቁጠባዊ ንግዳዊ ምትሕብባር ኣሓይላ ዒላማታት ኢጋድ ናብ ልምዓት ንክሰፍሕ ገይራ'ያ ኢሎም።እዚ ሰናይ ተበግሶ ግን ብኣሜሪካ ኣይተፈትወን ይብሉ።

ኣብ ምንስቲር ወፃኢ ሓላፊ ጉዳያት ኣፍሪቃ ጆኒ ካርሰን ግና፣ኤርትራ ምስ ኣሜሪካ ንቡር ዝምድና ንክህሉ ንዝተገብሩ ፃዕሪታት-ኣሜሪካ ዓንቂፋ'ያ፣ምንስስቲር ወፃኢ ኣሜሪካ ሂለርይ ክልንተን ምስ ፕረዚደንት ኢሳያስ ብተለፎን ክዘራረባ ፈቲነን'ውን ኣዎንታዊ መልሲ ኣይረኸባን ከምዝበሉ ተገሊፁ ነይሩ።

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣ'ሞ! ብመሰረት ክወሃብ ዝጸንሐ ሓበሬታታት ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሶማል ዝጸንሓ መርገጺ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG