ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ዘሎ ማሕበራዊ ደሞክራሲ ንኻልኦት መርኣያ ክኸውን ዝግብኦ`ዩ ይብል ኣቶ ኣለም ዘሞ


ምስ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ተመርኩሱ ርእይትኡ ዝሃበ ኣቶ ኣለም፡ ዘዕግብ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ብምሃብ ዲሞክራሲ ኣረጋጊጽና`ለና፡ ሃገር መሊእና ምስ ኣቖምና ድማ ናብቲ ፖሊቲካዊ ደሞክራሲ ዘይንኣትወሉ ምኽንያት የለን ይብል

ኣብ ሽወደን ዝነብር ኣቶ ኣለም፡ ነቲ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣብ ቪኦኤ ዝሃብዎ ርእይቶ ብምድጋፍ፡ ጉዳይ እሱራት ብሃገራዊ ድሕነት ክሳብ ዝተታሕዘ፡ መንግስቲ ኣብ ዝጥዕሞ መዛዘሚ ክገብረሉ ምጽባይ ግድነት`ዩ ይብል።

ምስ ኣቶ ኣለም ዘሞ ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG