ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኣስመራ ኾይኑ ብቕዲ ሂፕ-ሆፕ ንሙዚቃታት ኤርትራ ኣብ ዓለማዊ መድረኽ ዘላሊ መንእሰይ


`ኣለቡየ` ንእትብል ናይ ኩናማ ደርፊ ብናይ ትግርኛ ሂፕ-ሃፕ ኣተሃናፊጹ ብምድራፍ ዝፍለጥ ተመስገን ግደ፡ ሕጂ`ውን ንኣውሎ ትግርኛ ብቕዲ ራፕ ክደርፎ`የ ይብል

`ኣለቡየ` ብ ኣሮዲ ዝተባህለ ባህላዊ ደራፋይ ብሐረ-ሰብ ኩናማ እትድረፍ ኮይና፡ ተመስገን ናብ ባረንቱን ኸባቢኡን ተንቀሳቒሱ፡ ነታ ደርፊ ምስኡ ኾይኑ ኸምዘወሃሃዳ ይገልጽ።

ኣብ ሱዳን ከምዝተወልደን ስድራቤቱ ተጋደልቲ ከምዝኾኑን ዝገልጽ ወዲ 31 ዓመት ተመስገን፡ ኣብ ማትሪክ ብምትራፉ ብኣብኡ ከምሕማቕ ቆልዓ ይርኣይ ኸምዝነበረን፡ ካብኡ ተበጊሱ ካልእ መሃዛይ ራእይ ኸናዲ ከምዝጀመረን ይገልጽ።

ተመስገን ምስ ድምጺ ኣመሪካ ዝገበሮ ቃለመጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ;

XS
SM
MD
LG