ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምምሕዳር አላማጣን ክልል ትግራይን ንሓድሕዶም ይከሳሱ


ምምሕዳር አላማጣን ክልል ትግራይን ንሓድሕዶም ይከሳሱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:22 0:00

ግዜያዊ ምምሕዳር ከተማ ኣላማጣ፡ ካብ ወገን ክልል ትግራይ ይመጸና ኣሎ ንዝበሎ ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ብምስጋእ ኣሽሓት ነበርቲ ከም ዝሃደሙ ንድምጺ ኣመሪካ ገሊጹ። ምኽትል ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ግን እቲ ቦታ “ኣከራኻሪ ዘይኰነስ ግዝኣት ክልል ትግራይ’ዩ፡” ብምባል እቲ ጉዳይ ብሓይሊ ዘይኰነስ ምስ ፈደራል መንግስቲ ብምዝርራብ ክፍታሕ ምዃኑ ሎሚ ንማዕከናት ዜና ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣፍሊጡ።

XS
SM
MD
LG