ዋሽንግተን —
ቅድሚ 50 ዓመታት ኣቢሉ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኦስቲን ዝተመስረተ ማሕበር ስነ-ጽሑፍ ኣፍሪቃ (African Literature Association) ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ሉዊቪል ኬንታኪ ዓመታዊ ዋዕላ ኣቃኒዑ ነይሩ። እዚ ማሕበር ንኣፍሪቃን ምስ ኣፍሪቃን ኣብ ዝትኣሳሰሩ ጉዳያት ስነ-ጽሑፍ ዝምርምር’ዩ።
ኣቐዲሙ ፕረዚደንት እዚ ማሕበር ዝነበረ ኤርትራዊት ፕሮፈሰር ግርማይ ነጋሽ፡ ነቲ ዓመታዊ ዋዕላን ኣብ ዙርያኡን ኣብ ዘተኵሩ ጉዳያት ዝተገብረ ቃለ-መሕትት’ዩ።
ቅጥዒ