ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓመታዊ ዋዕላ ስነ-ጽሑፍ ኣፍሪቃ ኣብ ኣመሪካ


ዓመታዊ ዋዕላ ስነ-ጽሑፍ ኣፍሪቃ ኣብ ኣመሪካ
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:09 0:00

ቅድሚ 50 ዓመታት ኣቢሉ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኦስቲን ዝተመስረተ ማሕበር ስነ-ጽሑፍ ኣፍሪቃ (African Literature Association) ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ሉዊቪል ኬንታኪ ዓመታዊ ዋዕላ ኣቃኒዑ ነይሩ። እዚ ማሕበር ንኣፍሪቃን ምስ ኣፍሪቃን ኣብ ዝትኣሳሰሩ ጉዳያት ስነ-ጽሑፍ ዝምርምር’ዩ።  ኣቐዲሙ ፕረዚደንት እዚ ማሕበር ዝነበረ ኤርትራዊት ፕሮፈሰር ግርማይ ነጋሽ፡ ነቲ ዓመታዊ ዋዕላን ኣብ ዙርያኡን ኣብ ዘተኵሩ ጉዳያት ዝተገብረ  ቃለ-መሕትት’ዩ።

XS
SM
MD
LG