ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓለም-ለኸ ጉባኤ ኤድስ 2012 ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ


አብ ዋሽንግተን ዲሲ ዝካየድ ዘሎ መበል 19 ዓለም ለኸ ጉባኤ ኤድስ ሎሚ 3ይ መዓልቱ ሒዙ'ሎ።

ኣብዚ ሊቃውንቲ ተመራመርቲ ዲፕሎማት መራሕቲ ፖሎቲካ ተሓላቅቲ ሕሙማት ኤድስ ኤች ኣይ ቪ ቫይረስ ዘለዎም ዘይብሎም ልዕሊ 20-ሽሕ ሰባት ዝኻፈልሉ ዘለው'ዚ ጉባኤ ህንጡይነትን ተስፋን ዝተሓዋወሶ ስእሊ ይንጸባረቆ'ሎ ። ዓለም ኣብ መወዳእትኡ ኤድስ ክተወግድ ትኽእል`ያ ዝብል ተስፋ`ውን የሕድር ኣሎ።

ካብ ኤድስ ነፃ ዝኾነ ወለዶ ንኽመፅእ ኣሜሪካ ውፍይቲ'ያ ክብላ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሂለሪ ክሊንተን ነቲ ጉባኤ ኣብ ዘስምዕኦ መደረ ገሊፀን።

ሙሉእ ፀብጻብ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG